ቅዱስ ያሬድ፡ መን እዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ቅዱስ ያሬድ፡ መን እዩ?
Published

ቅዱስ ያሬድ፡ ካብ ኣብኡ ይሳቅ ካብ ኣዲኡ ድማ ክርስቲና ኣብ ኣኽሱም ተወሊዱ። ቅድሚ ኣብ ዓለም ብሙዙቃዊ ክእለቶም ፍሉይ ዝና ዘትረፉ 'እኒ ሞዛርት' ናይ ሙዚቃ ስልትታት ዝመሃዘ ኣቦ ቅኔ እዩ።