ኣውርስ፡ ተፈታዊ ባህሊ ተምቤኖቶት

Published

ኣብ ትግራይ ህዝቢ ተምቤን ዓብይ ዓዲ፡ በብግዚኡ ዘጋጥምዎ ማሕበረ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጸገማት ንምፍታሕ ካብ ዝጥቀመሎም ሜላታት ሓደ፡ ኣውርስ እዩ። ንኣብነት ኣገልግሎት መብራህትን ህንጸት ጽርግያን ክረክብ ከምዘኽኣሎ ነበርታ ይዛረቡ።