ካምፓላ፡ ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ትካል

መግለጺ ቪድዮ, በቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ኤርትራዊ ትካል
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ፡ ካምፓላ ብዙሓት ኤርትራውያን ዜጋታት ከምዘለዉ ይፍለጥ። ነዞም ኤርትራውያን ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ብኤርትራውያን ዝተጣየሸ ማእኸል ሕክምና ኢስት ኣፍሪካ ድማ ንተገልገልቱ በቋንቋ ትግርኛ እናሃበ ይርከብ።