ነብሪ እተዕቢ ኬንያዊት መንእሰይ

Published

ኬንያዊት መንእሰይ ማውረን፡ ካብ ግዜ ንእሰነታ ጀሚራ፡ ነብሪ ክተዕቢ ጀሚራ። ኣብቲ ፈለማ እዋናት ዋላ እኳ ወለዳ ሕጉሳት እንተዘይነበሩ ጸኒሖም ግን ከተባብዕዋ ጀሚሮም።