ጉድእ ኣካል፡ ንፉዕ ዘላላይ ዝላ ቁመት!

Published

ኣሞን ኣብርሃም ይበሃል፡ እንክፍጠር ኣትሒዙ ናይ እግሪ ጉድኣት ነይርዎ። ካብ ብህጻኑ ጀሚሩ ግን ዝላ ቑመት ይፈቱ ስለዝነበረ ከም ስፖርት ክቕጽለሉ ደልዩ።

ኣብ ፓራ ኦሎምፒክ ናይ ዝላ ቁመት ክብረ ወሰን ክሰብር ድማ ሕልሚ ኣለዎ።