ስነ ጥበባዊ ኣማኑኤል የማነ፡ ''ደርፊ ትግርኛ ሰለዝጸበቐ እዩ ዝንቀፍ ዘሎ''

Published

ስነ ጥበባዊ ኣማኑኤል የማነ፡ ገና ወዲ 15 ዓመት እናሃለወ እዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ምስ ሙዚቃ ተላልዩ። ኣማኑኤል፡ ሕዚ ጽቡቕ ተቐባልነት ካብ ዘለዎም ፍቱዋት ሙዚቀኛታት ትግርኛ ሓደ እዩ።

ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕተት ''ደርፊ ትግርኛ ሰለዝጸበቐ እዩ ዝንቀፍ ዘሎ'' ይብል።