ብያታዊ መሳርሕታት ሙዚቃ ዝማዕረገት ጉጅለ ባህሊ ዞባ ደቡብ

መግለጺ ቪድዮ, ብያታዊ መሳርሕታት ሙዚቃ ዝማዕረገት ጉጅለ ባህሊ ዞባ ደቡብ
Published

ሎምዘበን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ፌስቲቫል ኤርትራ ብያታዊ መሳርሕታት ሙዚቃ ዝቐረበት ጉጅለ ባህሊ ዞባ ደቡብ፡ ከም እኒ ከበሮ፣ ሻምበቆ፣ ክራርን ዋጣን ተጠቒማ ተጻዊታ። ሓምሓም ከም ከበሮ ድስቲ ድማ ኣብ ክንዲ ክራሽ ተጠቒማ።