'ንሕማም አእምሮ ሕክምና 'ምበር መስተ መፍትሒ ኣይኮነን'

Published

ንሕማም አእምሮ ሕክምና 'ምበር መስተ መፍትሒ ኣይኮነን ይብል በዓል ሞያ ስነ-ኣእምሮ ዮውሃንስ ፈርዲናንድ።