ኩዌት፡ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብኢንተርኔት ዝሻየጡላ ሃገር

Published

ኣብ ኩዌት ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብዝተፈላለዩ ኣፕሊኬሽናት ልክዕ ከም ኣቕሓ ይሽየጣ ከምዘለዋ ቢቢሲ ዓረብኛ ዘካየዶ መርመራዊ ጸብጻብ የረድእ።