"ጾታዊ ትንኮያታት ደው ክነብሎም ኣለና"

መግለጺ ቪድዮ, "ኣብ ሕቡራት ሃገራት ክሰርሕ እየ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን"
Published

ዘቢብ ጓል ሸውዓተ ዓመት እንከላ ነይራ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ዝኸደት። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮ ብምክትል ዳይክተርነት ትሰርሕ ኣላ። ኣብዚ ትካል ክሰርሕ እየ ኢላ ሓሲባ ከምዘይትፈልጥ እያ ትገልጽ።