እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጾታዊ ርክብ ቃሕ እንክብለካ ሓሱ ሓሱ ይመጽኣካ ድዩ?
Published
ሰባት ጾታዊ ርክብ ቃሕ እንትብሎም ካብቲ ናይ ካሊእ እዋን ግዚያቶም ንላዕሊ ሓስዉ ሓስዉ ከምዝመጽኦም ሓደ ኣብ ሕብረተሰባዊ ስነ ልቦና ኣድሂቡ ዝሰርሕ ትካል ኣፍሊጡ።