ብዛዕባ ሰላም ዝሰብኽ ኢትዮጵያዊ

Published

ኣብ ሶርያ ዘጋጠመ ፖለቲካዊ ቅልውላው ዝፈጠሮ ሕሰም ኣብ ሃገሩ'ውን ከየጋጥም ዝሰገአ ኢትዮጵያዊ መገዳ መገዲ ብዛዕባ ኣገዳስነት ሰላም ይሰብኽ ኣሎ!

እዙይ ብምግባሩ ዝስሕቕዎን ዘባጭውሉን ሰባት ከምዘለዉ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ ምልልስ ገሊጹ።