"ኣባላትና ከም ሽምዓ እነመኸኻ እየን ንህዝበን ዝብርሃ"

መግለጺ ቪድዮ, "ኣባላትና ከም ሽምዓ እነመኸኻ እየን ንህዝበን ዘብርሃ"
Published

ተስፋህይወት ኤችኣይቭ ፖዘቲቭ ማሕበር ደቀንስትዮ ትበሃል። ብ1999 ዓ.ም ዝተጣየሸት እዛ ማሕበር ኣብ መቐለ ጥራይ 872 ኣባላት ኣለውዋ።

ኩለን ኣብ ደመን ኤችኣይቪ ቫይረስ ኣለወን።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኮሮና ተወሲኹ ሰሪሐን ከይናበራ ምሒር ተፀጊመን ኣለዋ።