መረጻ ትግራይ፡ ሎሚ ረቡዕ ህዝቢ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምጹ ንምሃብ ናብ ጣብያታት መረጻ ክውሕዝ ተራእዩ

መግለጺ ቪድዮ, መረጻ ትግራይ፡ ሎሚ ረቡዕ ህዝቢ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምጹ ንምሃብ ናብ ጣብያታት መረጻ ክውሕዝ ተራእዩ
Published

መረጻ ትግራይ፡ ሎሚ ረቡዕ 4 ጳጉሜ፡ ህዝቢ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ድምጹ ንምሃብ ናብ ጣብያታት መረጻ ክውሕዝ ተራእዩ። ንመምርሒታት ምክልኻል ኮሮናቫይረስን ብኣፈጸምቲ መረጻ ዝወሃብ ሓበሬታን ብምኽባር'ውን ድምጹ ይህብ ኣሎ።