ግሪኽ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ካብ ዘጋጠመ ባርዕ ይሃድሙ

መግለጺ ቪድዮ, ግሪክ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ካብ ዘጋጠመ ባርዕ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ይሃድሙ
Published

ብብዝሒ ስደተኛታት ተጨናኒቑ ዝጸንሐ ኣብ ግሪኽ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ብባርዕ ሓዊ ዓንዩ። ኣብቲ መዓስከር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓደ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፈ ስደተኛ ድሕሪ ምርካቡ፡ ክልከላታት ምንቅስቓስ ተኣዊጁ ጸኒሑ። ዛጊት መበገሲ እቲ ባርእ ኣይተነጸረን።