ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ትግራይ ዘስዓቦ ሃስያ እንታይ’ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ትግራይ ዘስዓቦ ሃስያ እንታይ’ዩ?
Published

ናይ በረኻ ኣንበጣ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ኣብ ትግራይ ድማ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ጉድኣት ኣብጺሑ።

ብፍላይ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ዝባጽሑ ዘራእቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብጽሐ መረዳእታ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ትግራይ የረድእ። እቲ ቢሮ ሓረስቶት ዝባጽሑ ዘራእቶም ክእክቡ ጸዊዑ’ሎ