ኣብ ኣደባባይ ዓለም ጸብለል ኢላ ክትርአ እትደሊ ሙርሳል

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኣደባባይ ዓለም ጸብለል ኢላ ክትረአ እትደሊ ሙርሳል
Published

ኣፍጋኒስታዊት ሰገን ሙርሳል ኣብ 2012 ኣብ ጥቓ ወተሃደራዊ መደበር ኣመሪካ ስራሕቲ ኢደ ጥበባት እናሸጠት ትመሓደር ነይራ። ጊታር ክትጻወት ካብ ዝነበራ ባህጊ ተበጊሳ ግን ኣብዚ ሕጂ እዋን ጊታር መሊኻስ ምስ ስሙያት ስነ ጥበባውያን ኣመሪካ ምስራሕ ጀሚራ።