“ደቀይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ይሞታ ኣለዋ” ግዳይ ስደት

Published

ብሰንኪ እቲ ኣብ መንጎ ሓይልታት ፌደራልን ትግራይን ዝተወልዐ ጎንጺ ዛጊድ ኣስታት 15 ሽሕ ሰባት ካብ ምዕራብ ትግራይ ናብ ሱዳን ከምዝተሰደዱ ሓበሬታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት የመልክት።