ነፈርቲ ውግእ ኣብ መቐለ ደብዳብ ኣካይደን

መግለጺ ቪድዮ, ነፈርቲ ውግእ ኣብ መቐለ ደብዳብ ኣካይደን
Published

ዛጊድ ብዝተረኽበ ሓበሬታ ናይ ሓደ ሰብ መቑሰልቲ ከምዘጋጠመ መሰኻኽር ዓይኒ ገሊጾም። ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት ባንክ ብምጅማሩን መዓልቲ ዕዳጋ ሰኑይ ብምዃኑን ብርክት ዝበለ ህዝቢ ኣብቲ ኸተማ ዋኒኑ ንምስላጥ ይንቀሳቐስ ምህላው ሪፖርተርና ሓቢሩ።