ዝኣረገ ክዳንኩም ዋጋ ከምዘለዎ ትፈልጡ'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ዝኣረገ ክዳንኩም ዋጋ ከምዘለዎ ትፈልጡ'ዶ?
Published

ፕራቶ ተባሂላ ኣብ እትጽዋዕ ዓዲ ጣልያን፡ በልዮም ዝኣረጉ ክዳዉንቲ ዓለም ዳግማይ እናመስርሑ ናብ ኣገልግሎት ዘውዕሉ ትካላት ዝወነነት ዓዲ እያ። እዛ ከተማ 15 ምኢታዊት ዝኣረጉ ክዳውንቲ ዳግማይ ትምስርሕ።