እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ታይላንድ፡ ብሞተርሳይክል ዝተወቕዐት ሓርማዝ ድሒና
Published
ኣብ ታይላንድ ኣብ ጽርግያ ብዘዋሪ ሞተርሳይክል ተሃሪማ ዝወደቐት ንእሽቶ ሓርማዝ ረድኤት ተገይሩላ ካብ ሞት ኣምሊጣ። እታ ውላድ ሓርማዝ ድሓረ ምስ ኣዲኣ ተጸንቢራ'ያ።