እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣመሪካ፡ 56 ዓመታት ኣብ ስራሕ ፖሊስነት
Published
ወዲ 91 ዓመት ኣመሪካዊ ፖሊስ፡ ስሚዝ ኣብ ስራሕ ፖሊስነት ኣስታት 56 ዓመታት ጸኒሑ። ንሱ ሎሚ'ውን ካብ ስራሕ ፖሊስ ኣይተፈለየን ኣሎ። ሰባት መዓስ ጥሮታ ከምዝወጽእ'ኳ እንተሓተትዎ ንሱ ግን ፈጣሪ ኣብ ዝበሎ'ዩ ዝብሎም።