እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኮቪድ-19፡ ፓስፖርት ክታበት እንታይ’ዩ?
Published
ናይ ክታበት ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትገይሽን እንዳ ቤት ትያትር ክትኣቱን ዘኽእል ምስክር ወረቐት እዩ። እንተኾነ ግን ኣብ ቀረብ ክታበት ኢ-ፍትሓውነት ከይፈጥር ስግኣት ኣሎ።