ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዝተናውሐ ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዝተናውሐ ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ
Published

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 2020 ክካየድ ውጥን ተታሒዝሉ ዝነበረ ውድድራት ኦሎምፒክ ቶክዮ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ተሰሪዙ ዝነበረ ኮይኑ ጽባሕ ዕለት 23 ሓምለ [ኣቆጻጽራ ፈረንጂ] ክጅመር እዩ።