እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዩክረይን ንወለንታውያን ተዋጋእቲ ታዕሊም ትህብ ኣላ
Published
ወዲ 28 ዓመት ዩክረንያዊ ቫሲይል ሃገሩ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሰለማውያን ሰባት ወተሃደራዊ ታዕሊም ክወስዱ ብሕጊ ደረጃ ምስ ኣጽደቐቶ ኣቐዲሞም ካብ ዝተመዝገቡ ወለንታውያን መናእሰይ ሓደ እዩ። ንሱ "ሃገረይ ዩክረይን 'ብጸላእቲ' ከይትውረር ክከላኸል እየ" ይብል።