እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
“ልክዕ ከም እንስሳ’ዮም ኣተኣናጊዶሙና”-ቁጥዐ ጸለምቲ
Published
ኣብ ዩክረይን ዝቕመጡ ጸለምቲ ካብታ ሃገር ናብ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ክሰግሩ ኣብ ዝፈተንሉ ግዜ ዩክሬናውያን ሓለዋ ዶብ ልክዕ ከም እንስሳ ከምዝረኣይዎም ገሊጾም።