ዝሓልማ ኣፍሪቃዊት ጋንታ

ዝሓልማ ኣፍሪቃዊት ጋንታ
Published

ኣብ ኣይቮሪ ኮስት ዝካየድ ዘሎ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 ካብ ትጽቢት ብዙሓት ወጸኢ ዝኾነ ውጽኢት እናኣመዝገበ ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ በጺሑ ኣሎ።

ክሳዕ ሕጂ ካብ ዝረኣኹምዎም ሃገራውያን ጋንታታት ኣየኖት ተጻወትቲ እዮም መሲጦምኹም?

እሞ 11 ተጻወትቲ መሪጽኩም ናይ ባዕልኹም ሕርይቲ ጋንታ እተቍሙሉ ገጽ ኣዳሊናልኩም ኣለና። ንካልኦት'ውን ክተካፍልዎ ትኽእሉ ኢኹም። ጽቡቕ ዕድል!

ይቕረታ፡ ብራውዘርኩም ኣይሰርሕን'ዩ።