መሃዝቲ ቢቢሲ፡ መድሕን ህይወት ኣደታት

Published

ዶክተር ሲሃት ካሃኒ፡ ኣብ ፓኪስታን ጥዕና ኣደታት ክሕለውን ሞት ኣደታት ክተርፍን፡ ብዓርሰ ተበግሶ እናሰርሐት ትርከብ።