ብሩህ ሰማያትን መሪር ንብዓትን፡ ንኤርትራ ዝሕውሱ ምሩጻት ኣሳእል ኣፍሪቃ

ብጥቓ ማይ ምድረበዳ ሳሃራ ዝሓልፍ ቃፍላይ ኣግማል ኣብ ደቡባዊ-ምብራቕ ሞሮኮ
መግለጺ ስእሊ, ብጥቓ ማይ ምድረበዳ ሰሃራ ዝሓልፍ ቃፍላይ ኣግማል ኣብ ደቡባዊ-ምብራቕ ሞሮኮ
Published
ንባብ: 3 ደቓይቕ

ምሩጻት ኣሳእል ኣፍሪቃን ናይዚ ዝሓለፈ ሰሙን እዞም ዝስዕቡ እዮም።

ቢቢሲ ኣፍሪቃ ዝመረጾም ኰይኖም ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ቦታታትን ዝተሳእሉ ንምስልታት ንህይወት ኣፍሪቃውያንን ኣፍሪቃን ዘንጸባርቑ እዮም።

ቤተመቕደስ ፈርኦን ራምሲስ ካልኣይ ዝሕሉ ዓብደልከሪም ኣብቲ ጩራ ጸሓይ ንሓወልቲ እቲ ፈርኦን ዘብርሃሉ ፍሉይ ግዜ ንበጻሕቲ እናተቐበለ።
መግለጺ ስእሊ, ቤተመቕደስ ፈርኦን ራምሲስ ካልኣይ ዝሕሉ ዓብደልከሪም ኣብቲ ጩራ ጸሓይ ንሓወልቲ እቲ ፈርኦን ዘብርሃሉ ፍሉይ ግዜ ንበጻሕቲ እናተቐበለ። እቲ ክስተት ኣብ ዓመት ንክልተ ግዜ ጥራይ'ዩ ዘጋጥም።
ነቲ ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝጸንሐ ወዲ 91 ዓመት ፕረዚደንት ካሜሩን ዝቕበላ ደቂኣንስትዮ እታ ሃገር
መግለጺ ስእሊ, ነቲ ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝጸንሐ ወዲ 91 ዓመት ፕረዚደንት ካሜሩን ዝቕበላ ደቂኣንስትዮ እታ ሃገር
ብረቡዕ ኣብ ዝተኻየደ ባህላዊ ጽንብል ሊብያዊት ከተማ ጋዳመስ ዘንቢል ላኻ ዝሰርሓ ደቂኣንስትዮ
መግለጺ ስእሊ, ብረቡዕ ኣብ ዝተኻየደ ባህላዊ ጽንብል ሊብያዊት ከተማ ጋዳመስ ዘንቢል ላኻ ዝሰርሓ ደቂኣንስትዮ
ቆልዑ ኣዋልድ ሊብያ ኣብ ባህላዊ ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ቈልዑ ኣዋልድ ሊብያ ኣብ ባህላዊ ምርኢት
ሙዚቃ'ውን ኣካል እቲ ባህላዊ ጽንብል ሊብያ እዩ
መግለጺ ስእሊ, ሙዚቃ'ውን ኣካል እቲ ባህላዊ ጽንብል'ዩ
ንምርኢት ዝተሰቕላ ሓድግታት ተሌፎናት ቀደም ኣብ ንግስነት ሞሮኮ
መግለጺ ስእሊ, ንምርኢት ዝተሰቕላ ሓድግታት ተሌፎናት ቀደም ኣብ ንግስነት ሞሮኮ
መንእሰያት ፈለስቲ እምነት ቡዲዝም ዩጋንዳ ብኣጋጣሚ ጽንብል 'ካቲና' ካብ ብማሕበረሰብ ዝወሃቦም ህያብ እናተቐበሉ
መግለጺ ስእሊ, መንእሰያት ፈለስቲ እምነት ቡድሂዝም ዩጋንዳ ብኣጋጣሚ ጽንብል 'ካቲና' ካብ ብማሕበረሰብ ዝወሃቦም ህያብ እናተቐበሉ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ከተማ ኬፕ ታውን ንዝተኻየደ ፌስቲቫል ምብራር 'ካይት'
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ከተማ ኬፕ ታውን ንዝተኻየደ ፈስቲቫል ምብራር 'ካይት'
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ዙር ጉዋንግሲ (ቻይና) እናተሳተፈ
መግለጺ ስእሊ, ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ዙር ጉዋንግሲ (ቻይና) እናተሳተፈ
ግዳይ ናይቲ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝተፈጥረ ዕልቕል ዝኾኑ ናይጀርያውያን ኣብ ዞባ ኮጊ ብጃልባ እናተንቀሳቐሱ
መግለጺ ስእሊ, ግዳይ ናይቲ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝተፈጥረ ዕልቕል ዝዀኑ ናይጀርያውያን ኣብ ዞባ ኮጊ ብጃልባ እናተንቀሳቐሱ
ናብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቂኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ክሳተፋ ናብ ዶሞኒካን ሪፓብሊክ ዝኣተዋ ኣባላት ሃገራት ጋንታ ዛምቢያ
መግለጺ ስእሊ, ናብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቂኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ክሳተፋ ናብ ዶሞኒካን ሪፓብሊክ ዝኣተዋ ኣባላት ሃገራት ጋንታ ዛምቢያ
ኣባል ተቓዋሚ ሰልፊ ዝነበረ ብዓል ቤታ ኣብ መረጻ ሞዛምቢክ ብዝተላዕለ ጎንጺ ዝሞታ ኢስመራዳ ጎንሳልቭስ ኣብ ርእሰከተማ ማፑቶ
መግለጺ ስእሊ, ኣባል ተቓዋሚ ሰልፊ ዝነበረ በዓል ቤታ ኣብ መረጻ ሞዛምቢክ ብዝተላዕለ ጎንጺ ዝሞታ ኢስመራዳ ጎንሳልቭስ ኣብ ርእሰከተማ ማፑቶ
ድሕሪ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣስራሕተን ዝጠንጠኑወን ደቂኣንስትዮን ህጻናትን ሴራልዮን ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ በይሩት
መግለጺ ስእሊ, ድሕሪ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣስራሕተን ዝጠንጠኑወን ደቂኣንስትዮን ህጻናትን ሴራልዮን ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ በይሩት
ንጎደናታት ከተማ ጆሃንስበርግ ግርማ ዘልበሰ ውቁብ ኣእዋም ጃካራንዳ
መግለጺ ስእሊ, ንጐደናታት ከተማ ጆሃንስበርግ ግርማ ዘልበሰ ውቁብ ኣእዋም ጃካራንዳ