BBC News, ትግርኛ - መእተዊ ገጽ
ዜናታት
ኤርትራ፡ እተካይዶ ዘላ ጻውዒት 'ክተት' ኣብ ውሽጥን ወጻእን
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኤርትራ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣዋርሕ ብፍላይ ወተሃደራዊ ድልውነት፡ ብዝተዛማዲ ዝሓየለ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት፡ ከምኡ'ውን ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዝካየድ ዘሎ ቀጻሊ ወፍሪ ጐስጓሳትን ጻውዒታት ክተትን ዘወሃሃደ ምንቅስቓሳት ከተካይድ ትርአ ኣላ።
ኣብ ኣላማጣ ዝተፈጸመ ደብዳብ ከቢድ ብረት ከም ገበን ኲናት ክምርመር ኣምነስቲ ጸዊዑ
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን መሻርኽቱ ዝዀነ "ሓይሊ ሰላም ትግራይ"ን ዝሓለፈ መስከረም 2026 ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዘካየድዎ፡ ንጹሃን ዝተቐትልሉ ደብዳብ ከቢድ ብረት ከም ገበን ኲናት ክምርመር ከም ዘለዎ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ።
ምኒስተር ዑስማን ምስ ወኪል ሕብረት ኣውሮጳ ሃካ ሃቪስቶ ተዘራሪቡ
ምኒስተር ዑስማን ሳልሕ ምስ ዝተፈላለዩ ወከልቲ ሃገራትን ውድባትን ብምርኻብ ዝርርባት የካይድ ኣሎ።
ቀጥታ , ኣብ ሑደይዳ 17 ሰባት ዝቐተለ ደብዳብ ነፈርቲ፡ ሑቲ ንስዑዲ ዓረብ ይኸስስ
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ኲናት ሓድሕድ፡ ኣብ መንጐ ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን ዘሎ ወጥሪ፡ ናይ ሶማልያን ደቡብ ሱንን ሕዱር ጸጥታዊ ብድሆታት፡ ከምኡ'ውን ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብዘሎ ግጭታት ናብ ዝኸፍአ ዘይምርግጋእ ኣትዩ ከምዘሎ ይፍለጥ።
ሩስያ ንዩክለር ዝዓጠቐት ሳተላይት ክትውንጭፍ ድያ? ወጥሪ ኔቶን ሩስያን ናብ ህዋ የምርሕ
ላዕለዋይ ሓላፊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ [ኔቶ] ማርክ ሩተ፡ ሩስያ ኑክሌር ዝዓጠቐት ሳተላይት ናብ ህዋ ክትውንጭፍ ምዃና ድሕሪ ምቅልሑ፡ እቲ ኪዳን ነዚ ስግኣት እዚ ንምክልኻል ክሰርሕ ምዃኑ ሓቢሩ።
መጥቃዕቲ መርከብ ሩስያ ኣብ ሊብያ፡ ኲናት ዩክረይን ይስፋሕፋሕ ድዩ ዘሎ?
ካብ ሞስኮ ዳርጋ 2,000 ማይል ርሒቓ ኣብ ወደብ ማእከላይ ባሕሪ ዓሪፋ ዝነበረት "መርኩሪ" ዝተባህለት መርከብ ኲናት ሩስያ፡ መራሒኣ ካብ ዝዀነ መጥቃዕቲ ውሑስ ኣብ ዝዀነ ቦታ ከም ዘላ ተሰሚዕዎ ነይሩ ክኸውን ይኽእል እዩ። እንተዀነ፡ እቲ ሓቂ ካልእ ኰይኑ ረኺብዎ።
ኤ.ኣይ ንመንሽሮ ጡብ ኣቐዲሙ ከለሊ ይኽእል ድዩ? ዝካየድ ዘሎ ዝዓበየ ፈተነ
ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ፡ መንሽሮ ጡብ ንብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ኣዝዩ ኣሰጋኢ ከምዝዀነ ጸብጻባት ይሕብሩ፤ ብኣግኡ እንተ ተፈሊጡ ድማ ብቐሊሉ ክሕከም ከምዝኽእል ሰብ ሞያ ይዛረቡ። ሰብ ሰርሒ በልሒ [ኤ ኣይ] ነዚ ኣብ ኣግኡ ንምፍላጥ ክሕግዝ ይኽእል ድዩ፡ ዝብል ሓድሽ ፈተነ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ይበጋገስ ኣሎ። እቲ ኣብ መላእ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣስታት 700 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰታፋሉ ዝዓበየ ፈተነ፡ ሰብ-ስርሖ-ብልሒ [ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ] ኣብ መርመራ መንሽሮ ጡብ ብኸመይ ክሕግዝ ከምዝኽእል ንምፍታሽ እዩ።
ብዛዕባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸፍተ ዓቢ ዋዕላ ህዝባዊ ጥዕና ኣፍሪቃ እንታይ ንፈልጥ?
ካብ 114 ሃገራት ዝተዋጽኡ ልዕሊ 30,000 ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ መበል ሓሙሽተ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ህዝባዊ ጥዕና ኣፍሪቃ (CPHIA)፡ ሎሚ ሰኑይ 23 ሕዳር 2026 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብወግዒ ተኸፊቱ።
ካርቱም፡ ኣብ ልዕሊ መንበሪ ኣባይትን ህንጻ ሕቡራት ሃገራትን ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ድሮን ቍጽሪ ግዳያት ወሲኹ
ኣብ ርእሰ-ከተማ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ብሰንበት ወጋሕታ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ድሮናት፡ ሓደ ቈልዓ ሓዊሱ ብውሑዱ ኣርባዕተ ሰለማውያን ሰባት ክሞቱ ከለዉ፡ ኣብ ልዕሊ መንበሪ ኣባይትን ሰራሕተኛታት ኣብ ዝነበርዎ ህንጻ ሕቡራት ሃገራትን ከቢድ ዕንወት ወሪዱ።
ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትየን
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ ዓለምለኻዊ ምትሕብባርን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ግብጻውያንን ባድር ዓብደላቲ፡ ምስ መዘንኡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ሞሂዲን ሳሌምን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን ብቐዳም ኣብ ኣስዋን ሰሉሳዊኦዘተ ኣካይዱ። እቲ ኣኼባ ጎኒ ጎኒ ሻድሻይ መድረኽ ዘተ ኣስዋን ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ዝተኻየደ ኮይኑ፡ ኣብ መንጎ ሰለስቲአን ሃገራት ዘሎ ታሪኻዊ ዝምድናታት ንምጥንኻርን ኣብ ኣገደስቲ ዞባዊ ጉዳያት ምኽኻርን ምትሕብባርን ንምዕባይን ዝዓለመ ምዃኑ ማዕከናት ዜና ግብጺ ገሊጸን።
እንወስዶም ክታበታት ውሑሳት ምዃኖም ብኸመይ ንተኣማመን?
ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት ሓደ ክታበት ውሑስ ምዃኑ ከመይ ጌሮም ይውስኑ? ኣብ ኢንተርነት ዝዝርጋሕ ዝተዛብዐ ሓበሬታኸ ከመይ ጌርካ ከተለልዮ ትኽእል?
ማሽን መርማሪት 'ሓሶት' ከነጋግያ ንኽእልዶ?
ላይ ዲተክተር (Lie Detector) ወይ ፖሊግራፍ ንሓደ ሰብ ሓቂ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ ወይ ሓሶት ንምግምጋም ዝጥቀመሉ መሳርሒ እዩ። እዚ መሳርሒ ብፍላይ ኣብ ምርመራ ገበን፡ ኣብ ስራሕ ጸጥታ፡ ከምኡውን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ምርመራ ይጥቀመሉ።
ቢቢሲ ትግርኛ ናብ ቲክቶክ መጺኡ'ሎ፣ ተኸታተሉ።
ኣብ ካልእ ዘይትረኽብዎ፡ መሳጥን ኣገዳስን ሓበሬታ ንምርካብ ቀዳሞት ኵኑ።
ከይሓልፈኩም
ኣብ ትግራይ ውግእን ሰላምን የለን - እቲ ዳግማይ ዝተወልዐ ግጭት ብሓቂ ኣብቂዑ ማለት ድዩ?
ሰበስልጣንን ደገፍትን መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ እቲ ውግእ ብግብሪ ኣብቂዑ እዩ፡ ዝተረፈ ስራሕ ድማ ነቶም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ኣባላት ህወሓት ምውጋድ ጥራይ እዩ ክብሉ ከለዉ፡ ኣፈኛ ህወሓት ሚካኤል ኣስገዶም ድማ "እቲ ውድብ ተሳዒሩ'ዩ" ንዝብል መግለጺ ብምንጻግ ስትራተጅያዊ ምዝላቕ ከም ዘካየዱ ይገልጽ።
ድምጺ, ቢቢሲ ትግርኛ ዜና / ዜና፡ ካብ ቢቢሲ ትግርኛ
21:09 EAT - 21:24 EAT
ወጥሪ ሱዳንን ኢትዮጵያን ናበይ ከምርሕ ይኽእል - ኣብ ዶባትከ መን'ዩ ዘሎ?
ኣብ መፋርቕ 2024 ግን ሰራዊት ሱዳን ነተን ንክልተ ዓመታት ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ዳዕመ ስሪዕ ዝነበራ ካርቱም፡ ኡምዱርማንን ባሕርን ብምቍጽጻር ንሰራዊት ዳዕመ ሰሪዕ ናብ ምዕራብን ደቡባዊ ምዕራብን ሱዳን ደፊኦምዎ ይርከቡ።
ኣስመራ፡ እታ ብጽምኢ ማይ ትሳቐ ዘላ ከተማ
ኣስመራ፡ እታ ብጽሬታን ብስሩዕ ውጥን ዘመናዊ ከተማውነትን ኣብ ቅድሚት ትስራዕ ዝነበረት "ንእሽቶ ሮማ"፡ ሎሚ መልክዓ ብሕሱም ኵነታት ተቐይሩ፡ ነበርታ ኣብ ከቢድ ጸገም ጽምኢ ማይ ይርከቡ። ቢቢሲ ንዝተፈላለዩ ሞያውያን፡ ነበርትን ሰነዳትን ተወኪሱ'ሎ፤
ኤርትራ-ኢትዮጵያ፡ እቲ ተወሊዑ ዝቐሃመ ዕርቀ ሰላም 2018
ህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ልክዕ ከምቲ ብ11 መስከረም 2018 ኣብ ዛላምበሳ ሰርሓን ኣኣብ ቤቱን ቅርዓቱን ዘርኣዮ ጽምብል ናይ ብሓቂ ደላይ ሰላምን ፍቕርን ምዃኑ እዩ። ስለዚ እቲ ድሌት ናይ ህዝቢ ኣይፈሸለን እቲ መሪሕነት ክልቲኤን ሃገራት ግን እቲ ህዝባዊ ተቐባልነት ነናብ ፖለቲካዊ ረብሓኡ ስለዝቐየሮ ንግዚኡ ተኾሊፉ ኣሎ።
ዶ/ር ኣቢጋይል ብርሃነ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኬምብሪጅ ፈላሚ ታሪኽ ዘመዝገበት ኤርትራዊት
ኣብ ንኡስ ዕድመኣ ንላዕሊ ብምቊማት ሰማይ ደረት ከምዘይብሉ ዘስተውዓለት'ያ ትመስል። ቈልዓ እንከላ ጀሚራ ልዑል ርእሰ-ምትእምማንን ጥሙሕን ክትውንን ኣመና ኣይጸገማን።ኣብዚ ቀረባ ዓመታት፡ ዝተፈላለየ ሽልማት ክትረክብን ምስ ንጉስ ዓባይ ብሪጣንያ ዝርከቦም ኣገደስቲ ውልቀሰባት ክትራኸብን ዝበቕዐት ኣቓልቦ ዝሰሓበት በላሕ መንእሰይ እያ
ኣብ ሸላታት ሞት ስዑዲ ዓረብ ተስፋ ዝቘረጹ ኢትዮጵያውያን ናብ ቢቢሲ ደዊሎም
ዓሰርተታት ኢትዮጵያውያን ፍርዲ ሞት ይጽበዩ ኣለዉ - ገለ ካብኣቶም ዛንታኦም ንምንጋር ናብ ቢቢሲ ትግርኛ ደዊሎም ዛንታኦም ነጊሮም ኣለዉ። እቲ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ካብታ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ፍርዲ ሞቱ ዝጽበየላ ጸባብ ክፍሊ ማእሰርቲ ብተሌፎን ናብ ቢቢሲ ክድውል ዕድል ምስረኸበ፡ ኣብ ድምጹ ጭንቀትን ተስፋ ምቝራጽን ይስማዕ ነይሩ።
ኤርትራ፡ ንመምርሒ ባጤራ ዝሰዓበ ሻቕሎትን ቅልውላውን ዕዳጋታት
ድሕሪ'ቲ ዝወጸ መምርሒ፡ ቍጠባዊ ኵነታት ይዅን ነቲ መምርሒ ዝሰዓበ ቅልውላውን ዘይምርግጋእን ዕድጋታት እንታይ ይመስል? ህዝቢኸ ብኸመይ ይቃለሶ ኣሎ? ኣብ ዝብል ኣተኵርና ካብ ውሽጥን ወጻእን ዝተፈላለዩ ሰባት ኣዘራሪብና ኣለና።
ኣብ ዘይኲናቶም ተኸርዲኖም ምሩኻት ኲናት ዝዀኑ ኣፍሪቃውያን
ሓደ ካብ ሸሞንተ ብዩክረይን ዝተትሓዙ ምሩኻት ኲናት፡ ኣፍሪቃዊ እዩ። እዚኦም ቀጻሊ እንታይ'ዩ ከጋጥሞም ዝፍለጥ ኣይኰነን።
"ምስ ሞትኩ መርድእ ምንጋር ይሓይሽ"፡ ዘሰቅቕ ዛንታታት ሞት ዝተፈረዶም ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድያ
ሂዩማን ራይትስ ዎች ንምንጪታት ጠቒሱ ከም ዝሕብሮ ብኣማኢት ዝቝፀሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ይርከቡ። "መቕፃዕቲ ሞት ዝተፈረዶም ልዕሊ 200 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኸሚስ ሙሻይት ተዳጒኖም ኣብ ልዕሊኦም ንዝፍፀም ይፅበዩ ኣለዉ" ክብል'ውን ኣመልኪቱ። ኣብ መስርዕ ሞት ካብ መንጎ ዝርከቡ ናይ ገሊኦም ዛንታ፡ 31 ዓመት ዘድመኡ ካብ ዞባ ምብራቕ ዝተሰደደ ደስታ እዩ።
ብዛዕባ እታ 'ሕብሪ ወርሒ' እትሰምየት ኤርትራዊት ዘውዲ ኣርኣያ እንታይ ንፈልጥ?
ኤርትራውያን ኣብ ናይ መንግስቲ ይዅን ብሕቲ ስራሓት ዝወፍረሉ፣ ሰብ-ሓዳር ቪላታት ዘስርሕሉ፣ ብዙሓት ደቀ'ባት ካብ ጣልያን ዝተረከብዎ ፋብሪካታት ዘመሓድርሉ፣ ብብዝሒ ዲታታት (ኩባንያታት) ዝነበርሉ፣ ቍጠባ እታ ሃገር ዝደንፍዓሉ፡ ደቂ ከባቢ ኣብታ ብጽሬታ እትነኣድ ኣስመራ ኣትዮም እቶት ዝምእርርሉ ግዝያት ነበረ።
ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከም ጂኦፖለቲካዊ መናሕንሕቲ ዝርኣኣዩ ሓይልታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ለውጢ ኣሰላልፋታት ኣስዒቦም ኣለዉ። ሃገራት እዚ ዞባ፡ ነቲ ግጭትን ምስኡ ተተሓሒዙ ዝመጽእ ለውጢታትን ንምግጣም ብኸመይ ከም ዝሕዝኦ ከሰላስላ ደሪኹወን ይርከብ።
ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዋትስኣፕ ቻነል
ትንታነ
ዕድመ ሓንጎልና ንምፍላጥ ዝሕግዝ ቀሊል ናይ ሓደ ደቂቕ ንጥፈት
ተመራመርቲ ብዛዕባ እርጋን ሓንጎል ዝተሓሓዝ ኣዝዩ ኣገራሚ ሓበሬታት ፈሊጦም ኣለዉ፡ ሕጂ ንስኹም ኣንበብቲ'ውን ክትፈልጥዎ ኢኹም። ክገርመና ይኽእል'ዩ፡ ብውሕዱ ናብ ስለ ተፈጥሮ ክንመጽእ እንከለና፡ ግዜ ንኹሉ ማዕረ ኣይዀነን። ገለ ሰባት ቀልጢፎም'ዮን ዝኣርጉ፡ ገለ ከኣ ሱሳታት ረጊጾም ክንዶም ደቂ ዕስራ ዝመስሉ ማእላያ የብሎመን። እዚ ከኣ ክልተ ኣብ ሓደ ቦታ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተወለዱ ማዕረ ዕድመ ድኣ ይሃለዎም'ምበር እቲ ደጊኦምን ዝቆጽሮ ግዜ ኣብ ውሽጦም ዘለዉ ውሃዮታት ዝቆጽሮ ግዜን ማዕረ ክኸውን ኣይክእልን'ዩ። ተመራመርቲ ድማ ነዚ ዘይምምዕርራይ እዚ'ዮም ዳህሲሶም ክፈልጥዎ ክኢሎም ዘለዉ።
'ሓው ንቤትካ ኣየንድድን' - ኣብ መንጎ ሶማልያን ኢማራትን ዝተወልዐ ሓድሽ ወጥሪ
ፕረዚደንት ሶማልያ፡ ኣቡዳቢ ኣብ ሃገሩ ምስጢራዊ ወተሃደራዊ መዓስከራት ትሃንጽን ሃገር ንምምቕቓል ትሰርሕን ከም ዘላ ብሓይለ-ቓል ዝገለጾ፡ እዚ ሓድሽ ዲፕሎማስያዊ ቍልዒ ፍሕፍሐ ንመላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ዘይተርፍ ናይ ውክልና ኲናት የምርሖዶ ይኸውን?
ድሕሪ ፑቲን፡ ንቢልዮነራት ሩስያ ድቃስ ዝኸልእ ዘሎ መፃኢ
ሎሚ ካብ ዝዀነ እዋን ንላዕሊ ሓያሎ ሩስያውያን ቢልዮነራት ኣለዉ፤ ብመሰረት መጽሔት ፎርብስ፡ ብድምር 155። ሓባራዊ ሃብቶም ናብ ሓድሽ ዝለዓለ ደረጃ ኣስታት 700 ቢልዮን ዶላር በጺሑ ኣሎ። እንተዀነ፡ ነቶም እሙናት ኰይኖም ዝጸንሑን ዝተሸለሙን ጽግዕተኛታት እውን እንተዀነ፡ እዚ ኵሉ ገንዘብ ዘሐጕሶም ኣይመስልን። ገሊኦም ድቃስ ዝሰኣኑ ይምስሉ።
ትራምፕ ፑቲንን ሺን፡ እዚ ተወጢኑ ዘሎ ታሪኻዊ ርክቦም ንዓለም እንታይ ትርጕም ይህልዎ?
መራሕቲ ቻይና፡ ሩስያን ኣመሪካን ንፈለማ እዋን ኣብ ሓደ መኣዲ ዘቐርብ ሰለስተኣዊ ኣኼባ ንምክያድ ዝግበር ዘሎ ምድላዋት፡ ኣብ ኤውሮጳ ሓያል ሻቕሎት ፈጢሩ ኣሎ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ 'ፖለቲካዊ ግጭታት' ስለምንታይ ወሲኾም?
ኣብ መላእ ዓለም ዝኽሰቱ ግጭታት፡ መጥቃዕትታትን ህውከታትን ዝከታተልን ዝምዝግብን ትካል ‘ኣክሌድ’ (ACLED)፡ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ መስከረምን ጥቅምትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጠሙ “ፖለቲካዊ ዕላማ” ዝነበሮም መጥቃዕትታት ናይ 1,556 ሰባት ሞት ከም ዝተመዝገበ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ መበል ሓምሸይቲ ዓባይ ቍጠባ ኣፍሪቃ ኰይና፡ ኣብ ናብራ ዜጋታት ግና እንታይ ትርጕም ኣለዎ?
ኢትዮጵያ ንመለክዒ ድምር ውሽጣዊ ፍርያታ ብምምሕያሽ፡ ኣብ ኣፍሪቃ መበል ሓምሸይቲ ዓባይ ቍጠባ ኰይና ምህላዋ ኣፍሊጣ። ይዅን'ምበር፡ እዚ ኣብ ወረቐት ዝሰፈረ ቍጽራዊ ዕቤት ኣብ መነባብሮ ተራ ዜጋታት እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧
ውጽኢት መረጻ ኣመሪካ፡ ንሞስኮ፡ በይጂን፡ ቴህራንን ርያድን እንታይ ትርጕም ኣለዎ?
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተኻየደ መረጻ ፍርቂ-እብረ፡ ሰልፊ ደሞክራት ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝብን ላዕለዋይ ባይቶ (ሰኔት)ን ኣብዝሓ መናብር ብምርካብ፡ ነቲ ዝተረፈ ናይ ክልተ ዓመት ስልጣን ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ዝኸውን ሓጋጊ ኣካል ክቈጻጸርዎ ክኢሎም ኣለዉ።
ትግራይ፡ ህይወት ዝበልዕ ዘሎ - ሓፂን ዝእረየሉ መኽዘን ኣፅዋር
ኣብ ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ፡ ካብ መኽዘን ኣፅዋር ሓይልታት ትግራይ ዝተኣከበ ዘይመኸነ ሓፂን ምፍንጃሩ ስዒቡ፡ ህፃናት ዝርከብዎም ሸሞንተ ሰባት ሞይቶም፡ ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ሰባት ናብቲ መኽዘን ኣፅዋር ከይዶም ዝኣርይዎ ሓፂነ-መፂን እንታይ እዩ? ንምንታይከ? እዚ ፅሑፍ ዳህሲስዎሎ፤
ኢትዮጵያ ካብ ሩስያ ብዛዕባ ዝዓደገተን '4ይ ወለዶ' ነፈርቲ ውግእን ጸረ-ኣየርን እንታይ ንፈልጥ?
እተን ሱ-35 ዝተባህላ 12 ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣቐዲማ ዝኣዘዘተንን ሓደ ዓመት ኣቐዲመን ዝተረከባን ምዃነን ኣቢይ ጠቒሱ'ሎ። ብዘይካ'ዚ ኢትዮጵያ ብርክት ዝበለ ጸረ- ኣየር ሚሳይላት'ውን ካብ ሩስያ ክትርከብ ምዃና ገሊጻ'ላ። ኣብቲ ኣብ ከባቢ ርእሰከተማ ሞስኮ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ዙኮቭስኪ ከምዝተኻየደ ዝግለጽ ዘሎ ናይ ምርኽካብ ስነስርዓት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌ/ጀነራል ይልማ መርዳሳ፡ ከምኡ'ውን ሓላፊ ትካል ኑክሌር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ተረኺቦም ነይሮም።
ካብ ኣርሲ ክሳብ ሞያለ፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ህይወት 85 ሰባት ዝቐዘፈ ደማዊ መጥቃዕትታት ኢትዮጵያ
ካብ ኣርሲ ክሳብ ሞያለ ኣብ ሓደ ሰሙን ብውሕዱ 85 ሰባት ዝተቐተልሉ፡ ሓያሎ ዝተመዛበልሉን ናብ ጐረቤት ሃገር ኬንያ ዝተሰደድሉን ደማዊ መጥቃዕትታት፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ጸጥታ ክፍተት ዘጕልሕ ኰይኑ ኣሎ።
ሰለስተ ግዜ ካብ ሞት ዘምለጠ ጀነራል ዮሃንስ መን እዩ? ስለምንታይከ 'መዲድ' ተባሂሉ?
ሓደ ካብ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይ ኰይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ሜጀር ጀነራል ዮሃንስ ወልደጊዮርግስ ኣብዚ ቅንያት ናብ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ‘ኢዱ ሂቡ’ ብዝብል ቀንዲ መዘራረቢ ኰይኑ ቀንዩ። እዚ ‘ጆን መዲድ’ ብዝብል ዝፍለጥ ጀነራል ታሪኽ ህይወቱ፤ ቍልዕነት - ምግዳል፡ ውግኣትን ጕዕዞ ናብ ናቕፋ፡ ዛዛሚ ጕዕዞ ናብ ኣዲስ ኣበባን ብድሕሪኡን ብሓጺሩ ኣብዚ ጽሑፍ ብሓጺሩ ተገሊጹ ኣሎ።
ኣዘራረብቲ ዛዕባታት
ሓባራዊ 'ኣዋጅ ሰላም' መራሕቲ ኣመሪካ፡ ቻይናን ሩስያን ኣብ ምንታይ ዘተኮረ'ዩ?
ሺ ዢንፒንግ፡ ቭላድሚር ፑቲንን ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ቻይናዊት ከተማ ሸንዘን ድሕሪ ዘካየድዎ ዘይልሙድ ስሉሳዊ ዋዕላ'ዮም ነቲ መግለጺ ኣውጺኦም ዘለዉ። እቲ ዋጅ፡ ሰለስቲኦም መራሕቲ ስትራተጂካዊ ምርግጋእን ጸጥታ ዓለምን ንምውሓስ ከምዝተረዳድኡ ይጠቅስ።
ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኸመይ ናብ ሃገራት ባልቲክ ኤውሮጳ ይበጽሑ ኣለዉ?
ኣብዚ ቀረባ ግዝያት ዝተፈላለያ መርበባት ሓበሬታ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዜጋታት ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት ባልቲክ ኤውሮጳ ይኣተው ከምዘለው ይጽብጽባ ኣለዋ።
ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓደነትን ጐረባብተን ከኽብራ ኣለወን - ኣመሪካ
ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሓድሕደን ከኽብራ ኣመሪካ ተማሕጺና። ኣፈኛ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማርኮ ሩቢዮ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብዛዕባ'ቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን እናዓረገ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ ምስ ቀዳማይ ምኒስተር ኣቢይ ከም ዝተዘራረበ ኣፍሊጡ።
'ብህይወት ክንወፅእ፡ ተስፋ ኣይነበረናን' - ፍሉይ ቃለመሓትት ኮሎኔል ተወልደ ምስ ቢቢሲ
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ነበር ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝርከቦም፡ መጀመርታ ኣብ መቐለ ተኣሲሮም ካብኡ ድማ ክሳብ ጫፍ ዶብ ምስ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝቐነዩ ኣርባዕተ ሓለፍቲ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ "ኣምሊጦም" ፡ ኣብ ኢድ ሓይልታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ይርከቡ። ንኵነታቶም ዝምልከት ቢቢሲ ምስ ኮሎኔል ተወልደ ፍሉይት ቃለመሕትት ኣካይዱ'ሎ፤
ኤርትራ፡ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ስጕምቲ ንኽወስድ ጸዊዓ
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ወተሃደራዊ ወጥሪ እናገደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኤርትራ፡ እቲ ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ ስጕምቲ "ኣዋጅ ኵናት" እዩ ብምባል ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት "ብመሰረት ዓንቀጽ 7" ስጕምቲ ክወስድን ሓቲታ።
ኤርትራ ነቲ ኢትዮጵያ 'ዓጸፋ ክምልሰሉ'የ' ዝበለቶ ምትእትታው 'ሕጋዊ ምስምስ' ኢላቶ
ኢትዮጵያ ኣብ ግጭት እታ ሃገር ኢዱ ዘእቱ ዝዀነ ይዅን ግዳማዊ ኣካል ተሪር ግብረ-መልሲ ከም ዝወርዶ ከተጠንቅቕ እንከላ፡ መንግስቲ ኤርትራ ብወገኑ ነቲ ዝቐረበ ክሲ ብትሪ ብምንጻግ፡ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኤርትራ ንምግጫው "ሕጋዊ ምስምስ" ትፈጥር ኣላ ክብል መሊሱ።
ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ምሉእ ብምሉእ ከምዝበተኸት ኣፍሊጣ
ኤርትራ ነቲ ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ ዲፕሎማሰኛታት ናይ ምስጓግ ስጉምቲ ኣብ ዝሃበቶ ምላሽ ምስ ኣዲስ ኣበባ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ምሉእ ብምሉእ ክትበትኮ ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ።
ሓይሊ ሰላም ትግራይ ንኤርትራ ይኸስስ፡ ኤርትራ'ውን ምላሽ ሂባ
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ መዳውብቲ ክልላት ትግራይ፡ ኣምሓራን ዓፋርን ዳግም ዝተወልዐ ውግእ ቀዳማይ ሰሙኑ ኣብ ዘቝጸረሉ እዋን፡ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተሰሊፉ ንሓይልታት ትግራይ ዝዋጋእ ዘሎ 'ሓይሊ ሰላም ትግራይ'፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብቲ ውግእ ብቐጥታ ይሳተፍ ኣሎ ክብል ከሲሱ።
ኢማራት ንህወሓት ብምዅናን ንኢትዮጵያ ዘለዋ ደገፍ ኣረጋጊጻ
ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓርቢ ምሸት ኣብ ወግዓዊ ማሕበራዊ ገጹ ብዘውጽኦ መግለጺ፡ ህወሓትን መሓዙት ሓይልታት ጥምረትን ኣብ ልዕሊ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ምቍጽጻሮምን ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዘካይድዎ ዘለዉ ወተሃደራዊ ግጭትን ብትሪ ኰኒኑ።
'ንሓዘንና ኣመና ኣኽቢዱዎ' - ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሞት ንዝተቐጽዑ ደቆም ክቐብሩ ሬሳ ዝሰኣኑ ወለዲ
ብዘይ ቅድመ-መጠንቀቕታ ዝፍጸም መቕጻዕቲ ሞት፡ ብምስጢር ሓመድ-ኣዳም ዝለበሰ ኣስከሬን፡ ከምኡ’ውን ሬሳ ደቆም ከይረኣዩ ባዶ ሳንዱቕ ዝቐብሩ ዘለዉ ወለዲ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሃንደበት ዝተቐትሉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት፡ ንስድራቤቶም ቅባጸት ዘይረኸበ መሪር ሓዘንን ጣዕሳን ይሓድገሎም ኣሎ።
ኤርትራ፡ ኣብ ጉዳይ የመንን ቀይሕ ባሕሪን እንታይ ትብል?
ሓይሊታት ሑቲ የመን ኣብዚ እዋን፡ ሓድሽ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ብምክያድ ሓያለ ከባቢታት ቀይሕባሕሪ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሮም ከም ዘእተዉ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ እዋን፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ "ጉዳይ የመን ወተሃደራዊ መፍትሒ የብሉን፡" ብምባል ርእይቶኡ ሂቡ።
ሳይንስን ጥዕናን
ኢንተርነት ዳታ ብምዕቃብ ትሕዝቶታት ቢቢሲ ትግርኛ ብቐሊሉ ኣንብቡ።
ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።




![ላዕለዋይ ሓላፊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ [ኔቶ] ማርክ ሩተ [ጸጋም] ቻንስለር ጀርመን ፍረደሪክ መርዝ [የማን]](https://bbcinsight.pages.dev/_bbc-assets/ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/1177/live/c8dee990-e7a8-11f1-96e2-87034e8ab973.jpg.webp)




![ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኤርትረ ግብጽን ሱዳንን [ካብ ጸጋም ናብ የማን]](https://bbcinsight.pages.dev/_bbc-assets/ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/2c73/live/8517ed00-e63c-11f1-95a5-39a1eaadd44b.jpg.webp)
















![መራሒ ሰራዊት ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን [ጸጋም] ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ [የማን]](https://bbcinsight.pages.dev/_bbc-assets/ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/cc28/live/eff3f9c0-dc0f-11f1-a701-fddedf244c16.png.webp)






![ፊልሞን ሓጎስ፣ ኪዳነ ኣንገሶምን ክብሮም ገብረማርያምን [ካብ ጸጋም ናብ የማን] ኣብ 21 ሚያዝያ 2026 ብሞት ተቐጺዖም](https://bbcinsight.pages.dev/_bbc-assets/ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/2266/live/c9828950-553c-11f1-b682-cf91850925ea.png.webp)


















































![ዶክተር እመቤት በሪሁ [ፀጋም] ፣ ዶክተር ኤደን ወርቅነህን ዶክተር መብርሂት ግርማይን](https://bbcinsight.pages.dev/_bbc-assets/ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/7548/live/22870050-dc3b-11f1-95cf-a38331e6cb4b.jpg.webp)








